ንሕና ጂን ዶሞኒክን መኣዛ ሙሉጌታ ለሄማን ፣ሰዊዳናውያንን ኢትዮጵውያን ቤተሰብ እንትንከውን ኣብ ሰዊዘርላንድ ኣብጥቓ ጀኔቭ መንበሪ ገዛ ዝመስረትና ኢና፡፡መኣዛ ሙሉጌታ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ አበባ ተወሊዳ ዝዓበይት እያ፡፡ ባህሊ ሓበሻድማ ካብ ልባ እተፎቱን ባህላ እተክብርን እያ ፡፡ጂን ኣብ ኢትዮጵያ ንዓመታት ይነብር ነይሩ ፡፡ ኣብቲ ዝነበረሉ እዋን ድማምስ ሓረስቶት ኢትዮጵያውያን ስጡም ዝኮነ ርክብ ነይርዎ ፡፡ዕላማ ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሃፈታም ዝኮነ ባህሊንምፋላጥ ከምኡ እውን ዝለዓለ ክብሪ ሂብካ ምስራሕ ይከውን ፡፡