ናትና ቀይሕን ጻዕዳን ጣፍ ኣብ ዓለም ካብቶም ዝሓሹ ዝበሃሉ ብቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ኮይኑ ነቲ ብዓይነቱ ፍሉይ ምካኑ
ክፍለጥ ዝከአለ እዩ ፡፡እዞም ናይ ጣፍ እክልታት ብዝለዓለ ጥንቃቐ ብቐጥታ ካብ ናይ ኢትዮጵያ ሓረስቶት ናብ ኣውሮፓ
ዝለአክ ኮይኑ ናብቲ ዝተነጸረልኩም ደረጅኡ ዝሓለወ ናይ መጥሓኒ ቦታ ናብ ፈረንሳይ ዝመጽእ ይከውን ፡፡ ኣብዚ ሕድሕድ
ከይዲ ድማ ንናይ ኢትዮጵያን ባህልን ናይ አውሮፓ ደረጅኡ ዝሓለወ ናይ ምግቢ መለክዕታት ዝለዓለ ጥንቃቐን ክብርን
ሂብካ ዝስራሕ ይከውን ፡፡