ናትና ቀይሕን ጻዕዳን ሕሩጭ ጣፍ ፍሉይ ዝገብሮ ቀንዲ ምክንያት
የኢትዮጵያ ጤፍ

- ብሉጹ እክሊ ጣፋ ኢትጵያ ንምምራጽ ብቐጥታ ምስ ሓረሰቶት ስለእንሰርሕ
- ሓደ ትእዛዝ ምስ በጽሓና ጥራሕ ምጥሓን ንጅምር ፣እዚ ኣብ ፈረንሳይ ዝርከብ መጥሓንና ይጠሐን እዚ ድማ ንድሕንነት ትኩስ ሕሩጭ ጣፍ ንምርካብ
- አነምርቶ ሕሩጭ ናይ ኢትዮጵያ ባህልን ናይ አውሮፓ መለክዕታትን ዝለዓለ ክብሪ ሂብና ነምርት
- ናትና ናይ መወዳእታ እንምርቶ ሐሩጭ እንጀራ ንምስንካት ዝለዓለ ጽርየት ዘለዎ ይከውን
The freshly milled flour is delivered
to wherever you need it.
wherever you need it, in 1kg, 5kg, or 25kg bags.
ናትና ምህርቲ
ኣዝዩ ጽቡቑን ንጹሁን እንጀራኩም ተቐበሉ
ብዛዕባና ክለፋልጠኩም
ንሕና ጂን ዶሞኒክን መኣዛ ሙሉጌታ ለሄማን ፣ሰዊዳናውያንን ኢትዮጵውያን ቤተሰብ እንትንከውን ኣብ ሰዊዘርላንድ ኣብ
ጥቓ ጀኔቭ መንበሪ ገዛ ዝመስረትና ኢና፡፡መኣዛ ሙሉጌታ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ አበባ ተወሊዳ ዝዓበይት እያ፡፡ ባህሊ ሓበሻ
ድማ ካብ ልባ እተፎቱን ባህላ እተክብርን እያ ፡፡ጂን ኣብ ኢትዮጵያ ንዓመታት ይነብር ነይሩ ፡፡ ኣብቲ ዝነበረሉ እዋን ድማ
ምስ ሓረስቶት ኢትዮጵያውያን ስጡም ዝኮነ ርክብ ነይርዎ ፡፡ዕላማ ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሃፈታም ዝኮነ ባህሊ
ንምፋላጥ ከምኡ እውን ዝለዓለ ክብሪ ሂብካ ምስራሕ ይከውን ፡፡

ንዝለዓሉ ሕቶታት
የኢትዮጵያ ብናማ ጤፍ
Premium Quality wholmeal
Brown Teff flour
- ኣዝዩ ጽቡቑን ንጹሁን እንጀራኩም ተቐበሉ
- ዝለዓለ ናይ ምግብነት መጥን ዘለዎ
- ካብ ጉሉተን ነጻ ዝኮነ
Teff is an ancestral grain of Ethiopian origin, naturally rich in nutrients and gluten-free,
Our premium quality Ethiopian Teff is grinded in our mill into a fine, silky flour, ideal for making Injera flatbread and many other healthy, tasty recipes.
- Price: Contact us here for an offer
- Weight: As requested
- Ingredients: White teff grain
- Origin of teff: Ethiopia
- Processing : Milled and packed in France
- Durability : After delivery better to consume within 9 months
- Storage : Store at room temperature in a cool and dry place
- Allergens : May contain traces of gluten (maximum 30 milligram per kilogram)
- Consuption advice : Do not eat raw