X
  • No products in the list

Premium Quality

ፅሩይ ቀይሕ ሕሩጭ ጣፍ

TEFF BLANC

Premium Quality

ፃዕዳ ሕሩጭ ጣፍ

የኢትዮጵያ ጤፍ

ናትና ቀይሕን ጻዕዳን ጣፍ ኣብ ዓለም ካብቶም ዝሓሹ ዝበሃሉ ብቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ኮይኑ ነቲ ብዓይነቱ ፍሉይ ምካኑ ክፍለጥ ዝከአለ እዩ ፡፡እዞም ናይ ጣፍ እክልታት ብዝለዓለ ጥንቃቐ ብቐጥታ ካብ ናይ ኢትዮጵያ ሓረስቶት ናብ ኣውሮፓ ዝለአክ ኮይኑ ናብቲ ዝተነጸረልኩም ደረጅኡ ዝሓለወ ናይ መጥሓኒ ቦታ ናብ ፈረንሳይ ዝመጽእ ይከውን ፡፡ ኣብዚ ሕድሕድ ከይዲ ድማ ንናይ ኢትዮጵያን ባህልን ናይ አውሮፓ ደረጅኡ ዝሓለወ ናይ ምግቢ መለክዕታት ዝለዓለ ጥንቃቐን ክብርን ሂብካ ዝስራሕ ይከውን ፡፡

Aroma Impex

ናትና ምህርቲ

Better Bigger Faster

ንሕና ሐደ ግዘ ናይ ኢትዮጵያ ጣፍ ትእዛዝ ምስበጽሐና ጥራሕ ንጥሕን ፡፡እቲ ዝተጥሐነ ሓዱሽ ሕሩጭ ጣፍ ብዝደለይዎ መጠን 1 ኪሎ፣5ኪሎ ወይ 25 ኪሎ ዕሽግ ናብ ዘለውዎ ነብጽሕ ፡፡ናትና ሕሩጭ ጣፍ ዝተማልአን ኣዝዩ ጽቡቕ እንጀራ ይከውን ፡፡

ኣዝዩ ጽቡቑን ንጹሁን እንጀራኩም ተቐበሉ