X
  • No products in the list

ፃዕዳ ሕሩጭ ጣፍ

መበቈሉ ካብ ኢትዮጵያ ዝኾነ ጥንታዊ እኽሊ ጣፍ፤ብተፈጥሮኡ ብመኣዛታት ዝሃብተመን ካብ ግሉተን ነጻ ምኳኑ ይፍለጥ።እዚ ልዑል ፅሬት ዘለዎ ተፈጥሮኣዊ ጣፍ፤እንትነቅርበሎም ብሓጎስ እዩ !! እናቅርበሎም ሕሩጭ ጣፍ ኣብ ዘመናዊ መጥሐኒ፤ብፅፉፍን ብዝግባእን ይጠሓን። እዚ ሕሩጭ ጣፍ እ’ዚ፡ ንጋዓት እንጀራ፣ንዝደልይዎ ዓይነት ምግቢታት ንምስራሕ ከምዝጥዕም ዝተዳለወ እዩ፡፡ ምርጫኹም ኣባና ይኹን! ንሕና እነቅርበልኹም ሕሩጭ ጣፍ፡

100% – ጣፍ
100% – ካብ ኢትዮጵያ ዝመጸ
100% – ኣብ ኣውሮጳ ብፅሬት ዝተጥሓነ
100% – ብተፈጥሮኡ ካብ ግሉተን ነጻ
100% – ምሉእ እኽሊ
100% – ንእንጀራ ዝበለጸ
100% – ዝኾነ ተወሰኽቲ ነገራት የብሉን
100% – ተፈጥሮኣዊ
100% – ንጥዕና ተመራፂ
100% – ብመኣዛታት ዝሃብተመ
100% – ንሓበሬታ ንዕዳጋ

ክብደት: ከምቲ ዝሓተትኹምና ክነቅርብ ንኽእል
ትሕዝትኡ: ፃዕዳ ፍረ ጣፍ
መበቈል እቲ ጣፍ: ኣብ ኢትዮጵያ
እንትኸውን ኣብ ፈረንሳይ ተጣሒኑ ዝተዓሸገ እዩ፡፡
ድሕሪ ምብጻሑ፡ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ እንተ ተጠቐምኩምሉ ይምረጽ
ኣቀማምጣ ኣብ ጽሩይን ደረቕን ቦታ፡ ኣብ ሙቐት ዘለዎ ክፍሊ ይቀመጥ
ኣለርጂ:- ንኣሽቱ ኣብ ሓደ ኪሎግራም፡ 30 ሚሊግራም ግሉተን ክህልዎ ይኽእል እዩ
ምኽሪ ኣጠቓቕማ:- ብጥረ ዝብላዕ ኣይኾነን

ማእከላይ ትሕዝቶ ዓቐን ኣብ 100 ግራም

ሓይሊ ————————- 1447.5 ኪጁ / 342.5 ኪካሎሪ
ስብሒ ————————- 2,85 ግ
ካብኡ ጽጉብ ስብሒ ——–0,55 ግ
ካርቦሃይድሬት —————-66 ግ
ካብኡ ሽኮር —————— 2,1 ግ
ፋይበር ———————— 7,3 ግ
ፕሮቲን ———————— 9,5 ግ
ጨው ———————— 0,02 ግ